ትግርኛ
ገጻተይ (Mina sidor)
እቶም ናተይ ገጻት (Mina sidor) ዝብል፡ ነጸብራቕ እቲ ዝገበርኩሞ ድልያ ስራሕ እዩ ዘርእየኩም
ስራሕ-ኣልቦኛ – ሕጂ እንታይ ክገብር ኣለኒ?
ተመዝገብ፡ካሳ ስራሕ-ኣልቦ(ኦካሳ)፡ንጥፈታዊ ጸብጻብ።ነዚ ክትፈልጦ ኣለካ።
ተወሳኺ-ደገፍ
ቤ/ጽ ዕዮ ዘዳልዎ ሞያዊ ትምህርቲ፡ልምምድ(ፕራክቲክ)፡ዝሕግዙኻ ንዋታት - ካብ A ክሳብ Ö።
ኣብ ሽወደን ምስራሕ
መሰላት፡ ግቡኣት፡ ደሞዝን ሓለፋታትን
ኣጠቓቕማ ናይዚ መካነ-መርበብ
ብኮድ ምእታው፡ ዲጂታዊ ኣገልግሎት ምጥቃም፡ ኤ-ለጊቲማሹን።
ብቕዓታት ሞያኹም ገምግሙ
ብቕዓታት ሞያኹም ንምልላይ ዝሕግዝ፡
“ኣብ ሽወደን ሓድሽ ንዝዀንካ” - ዚብል ናትና ”ፖድ” ስምዓዮ
ምኽሪን መተባብዒን ንዓኻ ካብ ካልእ ሃገር ናብ ሽወደን ዝመጻእካ