ተወሳኺ-ደገፍ

ከም ደለይቲ ስራሕ ንዝተመዝገቡ ሰባት ዝተፈላለዩ ደገፋትን ፕሮግራማትን ኣለዉ፤ ንኣብነት ኣብ ግዘ ናይ ነዊሕ እዋን ስእነት ስራሕ፣ ጉድኣት ኣካል ወይከዓ ሕማም።

ደገፍን ፕሮግራማትን ካብ A-Z

ናይ ስራሕ ዕዳጋ ትምህርቲ፣ ናይ ሓድሽ ጀማሪ ስራሕ (nystartsjobb)፣ ኣዕጥቕን ኣጻምድን (Rusta och matcha)፣ ልምምድ። መትከሊ እግሪ ስራሕ.

ኣብ መደብ እንትሳተፉ

ኣብ ሓደ መደብ ወይ ፕሮግራም ምስ ትሳተፍ ክፍሊት ይወሃበካ።ከመይ ገይርካ ከም ተመልክትን ጠለባትን ብኲሪትን።

ናብ ስራሕ እንትንምለስ

ካብ ናይ ጥዕና ዉሕስነት (sjukförsäkringen) ገንዘብ እንድሕሪ ዝመጽካ ኾይኑ ወይ ዝመጸካ እንተ ነይሩ ስራሕ ድለ

ዳግመ ሕውየት ስራሕ ምስራሕ ንምኽኣል

ስራሕ ምስራሕ ንክኽእሉ ደገፍ ካባናን ካብ ኤጀንሲ ማሕበራዊ ውሕስነት ሽወደንን (Försäkringskassan)።