ትግርኛ
ስራሕ ተናዲ ንዘሎኻ ትሕዝቶ እቲ ብትግርኛ ኣትርጕምናዮ ዘለና ኣብዚ ትረኽቦ
ተወሳኺ-ደገፍ
ደገፍ ካብ A-Ö፣ ደገፍ ንጉድኣት ኣካል፣ ኣብ መደብ እንትሳተፉ፣ ናይ ሕሙም ፍቓድ።
ኣብ ሽወደን ምስራሕ
መሰላት፡ ግቡኣት፡ ደሞዝን ሓለፋታትን
ምግምጋምን ቀንዲ ኲነታት ሰብ ምእንፋትን(ፕሮፋይሊንግ)
ኣብ ስታቲስቲክ ዝተሞርከሰ ገምጋም ምግባር ንደላዪ-ስራሕ ቅኑዕ ደገፍ ኣብ ምሃብ ይሕግዘና።
ናይ ክእለታት ፕሮፋይል ይፍጠሩ
በቶም ኣባላት ዝደልዩ ወሃብቲ ስራሕ ከም እትርከቡ ኩኑ።