ኣብ ሽወደን ምስራሕ

ፍቓድ ንምስራሕ

ፍቓድ ናይ ስራሕ ዘድልየካ እንተ ኾይኑ ብምፍላጥ ጀምር።

ጾታዊ ማዕርነትን ኣድልዎን

ጾታዊ ማዕርነት ኣብ ሽወደን፡ ውሕስነት ኣንጻር ኣድልዎ

መሰላትን ግዴታትን

መስላትን ግዴታታትን ኣብ እቲ ናይ ስራሕ ቦታኻ፡ ከምኡ’ውን ብመንጽር እቲ ወሃብ ስራሕ።

ደሞዝን ረብሓታትን

ምኽሪ ብዛዕባ ምስ ወሃብ ስራሕ ከመይ ጌርካ ናይ ደሞዝን ረብሓታትን ምይይጥ ከም ትገብር።

ናይ ስራሕ ምቝጻር ዓይነታት

ኣብ ሽወደን ክልተ ዓይነት ስራሕ ዓይነታት ኣለዉ፤ ቀዋምን ግዚያዊን ስራሕ።

ስርዓተ ውሕስነት ናይ ሽወደን

ዕድሜን ናይ ሂወት ኵነትን ብዘየገድስ ቍጠባዊ ውሕስነት