ብቕዓታት ሞያኹም ገምግሙ

ብቕዓታት ሞያኹም ንምልላይ ዝሕግዝ፡ ናይ ባዕልኹም ሓደ ቅልጡፍ ገምጋም ግበሩ። ከምዚ ምግባርኩም ድማ፡ ኣብቲ ምስ መራኸቢ ስራሕ ወይ ምስ ኣማኸርቲ ሞያን ትምህርትን እትገብርዎ ዝርርብ፡ ጽቡቕ መዘራረቢ ባይታ ኰይኑ ክሕግዘኩም እዩ።

ጨናፍር ክእለታትኩም ኣለልዩ

ኣብቲ ሞያኹም ክሳዕ ክንደይ ትኽእሉ፡ እትሰርሕዎም ዝነበርኩም ስርሓት ከ እንታይ እዮም፧ ነቲ ምስ ምያኹም ዝተኣሳሰር ጽሑፍ ሓቲምኩም ኣውጽእዎ እሞ፡ ነቶም ኣብኡ ቀሪቦም ዘለው ሓሳባት ብምንባብ ድማ ነቲ ምስ ናትኩም ዝሰማማዕ ዝዀነ ኣኽብቡሉ። ብሓገዝ እቲ እትህብዎ መልሲ ተደጊፍኩም ከኣ እቲ ተሞኩሮኹም ኣብ ዕዳጋታት ስራሕ ሽወደን ከመይ ከም እትጥቀሙሉ ገለ ስእሊ ክህበኩም እዩ።

ርእሰ-ግምገማ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨናፍር

ኣመሓዳሪ - Administratör Pdf, 329 kB.

ህንጸታትን ጽገናታትን ናይ ቅርዓታዊ ከባቢታት - Anläggning och skötsel av utemiljö Pdf, 234 kB.

ሰራሕተኛ ትሕተ ቕርጺ - Anläggningsarbete Pdf, 259 kB.

ህንጻን ጽገናን - Bygg och anläggning Pdf, 248 kB.

CNC ከምኡ’ውን ጋራጅ - CNC och verkstad Pdf, 255 kB.

ዝርጋሐ ኤለክትሪክ - Distributionselektriker Pdf, 366 kB.

ጨንፈር ህንጻ - Fastighetsbranschen Pdf, 286 kB.

መሸጣን ኣብ ዱኳን ዝሸይጥን - Försäljning och butikssäljare Pdf, 255 kB.

ስነ-ጽባቐ ጸጒሪ - Frisör Pdf, 243 kB.

ሆቴል - Hotell Pdf, 258 kB.

ከሻኒ፡ ኮኮ - Kock Pdf, 191 kB.

ኮንፈረንስ ሆቴል (ንኣብነት ሓላዊ/ሓላዊት ኮንፈረንስ ከምኡ’ውን ተቐባሊ ጋሻ) - Konferenshotell (till exempel konferensvärd/värdinna och receptionist) Pdf, 180 kB.

ጽሬት ኣከባቢ - Lokalvård Pdf, 258 kB.

መምህር - Lärare Pdf, 361 kB.

ዘዋሪ ማሽን ከምኡ’ውን ክሬን - Maskin- och kranförare Pdf, 253 kB.

ጨንፈር ሞቶር - Motorbranschen Pdf, 228 kB.

ምግጥጣም ካይላ - Plattsättare Pdf, 262 kB.

ቤትመግቢ (ንኣብነት ክሽነ ኣብ ሆስፒታል፡ ቤትመግብርን ቤተ ሕብስትን) - Restaurang (till exempel kök på sjukhus, restaurang och bageri) Pdf, 269 kB.

ተዓጣቒ/ኣገልጋሊ - Servering Pdf, 182 kB.

ኢንዱስትሪ ኣግራብ - Skogsbranschen Pdf, 277 kB.

ጠባሒ ከምኡ’ውን ጐዛዪ - Slaktare och styckare Pdf, 281 kB.

ብየዳ - Svetsare Pdf, 324 kB.

ሰራሕተኛ ኢንዱስትሪ ዕንጸይቲ - Träindustriarbetare Pdf, 113 kB.

VVS ኢንዱስትሪ ምግጥጣም - VVS Industrimontör Pdf, 357 kB.

VVS ፈላላዪ - VVS Isolerare Pdf, 354 kB.

VVS መገጣጠሚ - VVS Montör Pdf, 360 kB.

ሓለዋ ጥዕናን ክንክንን - Vård och omsorg Pdf, 276 kB.

ኣውቲስታ፡ ኣውቶቡሳትን ናይ ጽዕነት መካይንን - Yrkesförare Buss och lastbil Pdf, 254 kB.