ስራሕ-ኣልቦኛ – ሕጂ እንታይ ክገብር ኣለኒ?

ስራሕ ኣልቦ ኣብ ትኾነሉ እዋን

ኣባና ክትምዝገብ ከለኻ ነዚ ዝስዕብ ምፍላጥ ከድልየካ እዩ።

ተመዝገብ

ኣብታ ስራሕ ኣልቦ ዝኾንካላ ፋልመይቲ መዓልቲ ኣባና ተመዝገብ፡ ከምዚ ጌርካ ትምዝገብ።

ክፍሊት ካብ ኣ-ካሳ

ክፍሊት ስራሕ ኣልቦ ምስ ኮንካ፡ ጠለብ ናይ ኵነት፡ ከመይ ጌርካ ከም ተመልክት።

ቅድሚ እቲ ንምውጻእ መደብ ዝግበር ዝርርብ

ንመደብካ ተቐረበሉን ጀምሮን።

መሰላትካን ግዴታትካን

ካባና እንታይ ክትጽበ ኣለካ፡ ንሕና’ኸ ካባኻ እንታይ ክንጽበ ኣለና።

ምቕራብ ጸብጻብ ንጥፈታት

ናይ ንጥፈታትካ ጸብጻብ ሃብ፡ ከምዚ ትገብር።

ናይቶም ምልክታ ዘቕረብካሎም ስርሓት መረጋገጺ ምቕራብ ምስ ዘድልየካ

ኣብቲ ናይቶም ምልክታ ዘቕረብካሎም ስርሓት መረጋገጺ ንምቕራብ ዝሓተትናካ ጊዜ፥ ከምዚ ዚስዕብ ግበር።

ኩነት ናይ ኣ-ካሳ መተካእታ ገንዘብ እንድሕሪ ኣሎካ

ብዛዕባ እቲ ትወስዶ መተካእታ ገንዘብ ከይተርፈካ እንታይ ክትገብር ከም ዘሎካ።

ስራሕ ናይ ምስንባት መጠንቀቕታ

ስራሕ ናይ ምስንባት ሓደጋ ምስ ዝህልወካ፡ እንታይ ክትገብር ከም ዘለካ ዝሕብሩ ኣንፈታውያን ምኽርታት።

መካነይ (Mina sidor)

ኣብ መካነይ(Mina sidor) መንነትካ ድሕሪ ምምስካር፡ ነቶም ዝተገበሩልካ መደባትን ናብ ስራሕ ዘምርሑኻ መንገድታትን ረአዮም።

ምዝገባኻ ሰርዞ

ስራሕ ምስ ትረክብ ወይ ትምህርቲ ምስ ትጅምር፡ኣብ’ዚ ሓብር።