ክፍሊትን ቡኲሪትን

ኣብ ሓደ መደብ ወይ ፕሮግራም ምስ ትሳተፍ

ኣብ ሓደ መደብ ወይ ፕሮግራም ክትሳተፍ ውሳነ ምስ ዝወሃበካ፡ነዚ ክትፈልጦ የድልየካ።

ደገፍ ንጥፈትን ደሞዝ ምዕባለን

ኣብ መደብ ክትሳተፍ ከለኻ ካብ ቤ/ጽ ካሳ ውሕስነት ዚርከብ ደሞዝ፡ ከምዚ ጌርካ ትሓትት።

ክትሓምም ከለኻ ብኵራት ምሕባር

እንተ ሓሚምካ፡ ከምዚ ጌርካ ብኵራት ሓብር።

ቈልዓ ንምእላይ (VAB) ብኵራት ምሕባር

ንዝሓመመ ቈልዓ ትኣሊ እንተ ኣለኻ ዄንካ፡ VAB፡ ከምዚ ጌርካ ብኵራት ትሕብር።

ካብ 7 መዓልቲ ንላዕሊ እንተ ሓሚምካ

ካብ ሸውዓተ መዓልቲ ንላዕሊ እንተ ሓሚምካ ምስክር ወረቐት ኣእቱ።

ደሞዝ መትከል-እግሪ

ኣብ መደብ መትከል-እግሪ ክትሳተፍ ከለኻ፡ ካብ ቤት ጽሕፈት ካሳ ውሕስነት ዚርከብ ደሞዝ፡ ከምዚ ጌርካ ትሓትት።