ኣብ ሽወደን ምስራሕ
ፍቓድ ንምስራሕ
ፍቓድ ናይ ስራሕ ዘድልየካ እንተ ኾይኑ ብምፍላጥ ጀምር።
ጾታዊ ማዕርነትን ኣድልዎን
ጾታዊ ማዕርነት ኣብ ሽወደን፡ ውሕስነት ኣንጻር ኣድልዎ
መሰላትን ግዴታትን
መስላትን ግዴታታትን ኣብ እቲ ናይ ስራሕ ቦታኻ፡ ከምኡ’ውን ብመንጽር እቲ ወሃብ ስራሕ።
ደሞዝን ረብሓታትን
ምኽሪ ብዛዕባ ምስ ወሃብ ስራሕ ከመይ ጌርካ ናይ ደሞዝን ረብሓታትን ምይይጥ ከም ትገብር።
ናይ ስራሕ ምቝጻር ዓይነታት
ኣብ ሽወደን ክልተ ዓይነት ናይ ምቑጻር ስራሕ ኣሎ፡ ቀዋሚ ስራሕ ከምኡ ዉን ግዝያዊ ስራሕ ማለት ግዚኡ ዝተወሰነ ስራሕ ተባሂሉ ዉን ዝጽዋዕ፡
ስርዓተ ውሕስነት ናይ ሽወደን
ዕድሜን ናይ ሂወት ኵነትን ብዘየገድስ ቍጠባዊ ውሕስነት
ቋንቋ ሽወደን ተማሃሩ
(sfi) ኣንብቡ። ቋንቋ ሽወደን ንምምሃር ዝሕግዙኹም መሳለጥያታትን ምዕዶን ምዕዶን።
ናይ ዑቕባ መስሊ እንዳተጸበኻ እንከለኻ ምስራሕ
Jobskills ንወሃብቲ-ስራሕ እንታይ ዓቕሚታት ከምዘለኩም ብምርኣይ፡ ስራሕ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።