ናትካ ዋኒን ምብጋስ

ንነዊሕ ግዜ ኣብ መጻኢ ከናብረካ ዝኽእል ሓደ ጽቡቕ ናይ ንግዲ ሓሳባት ኣሎካ ድዩ? ኣብ ከምዚ እዋን ናትካ ትካል ከተበግስ ከሎኻ ዝተፈላለዩ ዓይነት ደገፋት ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።

Starta eget, stöd till start av näringsverksamhet

ንስኻ ደላይ ስራሕ ዝኾንካን ንሓደ ዋኒን ከተካይድ ኣብ ጽቡቕ ደርጃ ዘለኻን፡ ኣብ ገለ ገለ ጉዳያት ናይ ገዛእ ርእስኻ ዋኒን ኣብ ትኸፍተሉ እዋን ደገፍን ሓገዝን ክትረክብ ትኽእል። ኣብቲ መጀመርታ እዋን ናይቲ ንጥፈት፡ ብመልክዕ ናይ ንጥፈት ደገፍ ቍጠባዊ ሓገዝ ይወሃበካ።

Bidrag till uppstartskostnader vid start av näringsverksamhet

ንስኻ ሓደ ኣኽሳቢ ክኸውን ዝኽእል ጽቡቅ ናይ ንግዲ ሓሳባትን ዘሎካ፡ ከምኡ’ውን ዝነከየ ናይ ምስራሕ ዓቕሚ ዘስዕብ ስንክልና ዘሎካ፡ ንምስቲ ናትካ ምጅማር ንጥፈታት ዝተተሓሓዘ ዝህሉ ወጻኢታት ቍጠባዊ ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።