ተወሳኺ-ደገፍ

ደገፍ ካብ A-Ö

ናይ ስራሕ ዕዳጋ ትምህርቲ፣ ናይ ሓድሽ ጀማሪ ስራሕ (nystartsjobb)፣ ኣዕጥቕን ኣጻምድን (Rusta och matcha)፣ ልምምድ። መትከሊ እግሪ ስራሕ

ክፍሊትን ቡኲሪትን

ኣብ ሓደ መደብ ወይ ፕሮግራም ምስ ትሳተፍ ክፍሊት ይወሃበካ።ከመይ ገይርካ ከም ተመልክትን ጠለባትን ብኲሪትን።

ኣብቲ ትሓመሉ ጊዜ

እንተ ደኣ ሓሚምካ፡ ብኸምዚ ዚስዕብ ኣገባብ ጌርካ ብኵራትካ ተመልክት።

ኣካለ-ስንክልናን ሕማምን

ደገፍ ንስራሕ ከተናዲ ከሎኻን፣ ንስራሕ ክትዳሎ ከሎኻን ከምኡ ዉን ኣብ ስራሕ ከሎኻን።

ንወጻእታት ጕዕዞ ዚወሃብ ካሕሳ

ናይ ጉዕዞ መተካእታ ገንዘብ ኣብ ናይ ስራሕ ኢንተርቪው ክትገብር ምስ ትጉዓዝ ወይ ኣብ ሓደ መደብ ምስ ትካፈል።

ደገፍ ምምላስ ናብ ስራሕ።

ካብ ናይ ጥዕና ዉሕስነት (sjukförsäkringen) ገንዘብ እንድሕሪ ዝመጽካ ኾይኑ ወይ ዝመጸካ እንተ ነይሩ ስራሕ ድለ