ብቕዓታት ሞያኹም ገምግሙ
ብቕዓታት ሞያኹም ንምልላይ ዝሕግዝ፡ ናይ ባዕልኹም ሓደ ቅልጡፍ ገምጋም ግበሩ። ከምዚ ምግባርኩም ድማ፡ ኣብቲ ምስ መራኸቢ ስራሕ ወይ ምስ ኣማኸርቲ ሞያን ትምህርትን እትገብርዎ ዝርርብ፡ ጽቡቕ መዘራረቢ ባይታ ኰይኑ ክሕግዘኩም እዩ።
ጨናፍር ክእለታትኩም ኣለልዩ
ኣብቲ ሞያኹም ክሳዕ ክንደይ ትኽእሉ፡ እትሰርሕዎም ዝነበርኩም ስርሓት ከ እንታይ እዮም፧ ነቲ ምስ ምያኹም ዝተኣሳሰር ጽሑፍ ሓቲምኩም ኣውጽእዎ እሞ፡ ነቶም ኣብኡ ቀሪቦም ዘለው ሓሳባት ብምንባብ ድማ ነቲ ምስ ናትኩም ዝሰማማዕ ዝዀነ ኣኽብቡሉ። ብሓገዝ እቲ እትህብዎ መልሲ ተደጊፍኩም ከኣ እቲ ተሞኩሮኹም ኣብ ዕዳጋታት ስራሕ ሽወደን ከመይ ከም እትጥቀሙሉ ገለ ስእሊ ክህበኩም እዩ።
ርእሰ-ግምገማ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨናፍር
ህንጸታትን ጽገናታትን ናይ ቅርዓታዊ ከባቢታት - Anläggning och skötsel av utemiljö
ሰራሕተኛ ትሕተ ቕርጺ - Anläggningsarbete
ህንጻን ጽገናን - Bygg och anläggning
CNC ከምኡ’ውን ጋራጅ - CNC och verkstad
ዝርጋሐ ኤለክትሪክ - Distributionselektriker
ጨንፈር ህንጻ - Fastighetsbranschen
መሸጣን ኣብ ዱኳን ዝሸይጥን - Försäljning och butikssäljare
ዘዋሪ ማሽን ከምኡ’ውን ክሬን - Maskin- och kranförare
ጠባሒ ከምኡ’ውን ጐዛዪ - Slaktare och styckare
ሰራሕተኛ ኢንዱስትሪ ዕንጸይቲ - Träindustriarbetare
VVS ኢንዱስትሪ ምግጥጣም - VVS Industrimontör