ናይ ክእለታት ፕሮፋይል ይፍጠሩ

ኣባና ናይ ክእለታት ፕሮፋይል ይፍጠሩ ወሃብቲ ስራሕ ንክረኽብዎም እውን ይሓግዙ! ኣብቲ ፕሮፋይል ክእለታቶምን ተሞክሮኦምን ይመልኡ። ዝርዝራቶም ዕላዊ ምስገበሩ ወሃብቲ ስራሕ ንዖኦም ንምርካብ ዝቐለለ ይኾነሎም።

ናይ ክእለታት ፕሮፋይል ንምፍጣር ኣብ ኤጀንሲ መራኸቢ ስራሕ ከም ደላያይ ስራሕ ምምዝጋብ ኣየድልዮምን።

ሽወደናዊ ወይከዓ ዜጋ ሕብረት ኤውሮጳ/EEA እንተኾይኖም

ኣብዚ፣ ናይ ባንኪ መለለዪኦም ወይ ካልእ ኤሌክትሮኒክ መለለዪ ብምጥቃም ናይ ክእለታት ፕሮፋይል ክፈጥሩ ይኽእሉ እዮም።

ሽወደናዊ ወይከዓ ዜጋ ሕብረት ኤውሮጳ/EEA እንተኾይኖም

ንደለይቲ ዕቑባን ንሽወደን ሓደሽቲ ንዝኾኑን

ናይ ክእለታት ፕሮፋይል ንምፍጣር ብሸውዓተ ቋንቋታት ሓገዝ ይርከቡ። ልዑል ጥንቃቐ ዘድልዮ ዳትኦም ንምሕላው ነቲ ግልጋሎት ኣዋሃሂድናዮ ኢና። ናይ ክእለታት ፕሮፋይል ንምፍጣር ኢሜይል አድራሻ የድልዮም እዩ።

ንደለይቲ ዕቑባን ንሽወደን ሓደሽቲ ንዝኾኑን